top of page

ዕላማ ስነድና
እኩል መዝገብ፡ ንቅድምን
ድሕርን ስርዓተ ለውጢ
ናይ ሎሚ ድካምና ንጽባሕ ጻማና

ወፍሪ ምእካብ ሰነድ
Jan 25, 2035
ቅድሚን ድሕርን ሃንደባአታዊ ሞት ኣብርሃም ኣፈወርቂ
ቅድሚ ሃንደባታዊ ሞት ኣብርሃም ኣፈዎርቂ፡ እንታይ ኣጋኒፍዎ፡ ብሓቂ ከ ኣብርሃብ ብሓደጋ ዲዩ ሞይይቱ፡ እኩም ሓበረኢታ፡ ዘድዮ ሓቃዊ ሰንደዳት ካበይ ይረከብ
Jan 25, 2025
ስለምታይ ሕጂ ምስናድ ዝያድ ኣገዳሲ ይከውን
ንድለዪ ኣይንድለዮ ስርዓተ ለውጢ ናይ ግዲን ኢዩ። እቲ ለውጢ ኣርባሒ ዝከዊን፡ ነዚ መከራ ዝጸገበ ህዝቢ ኤሪትራ ዝጠቅም ክከዊን፡ ኣብቶም ዜጋታት ዘሎ መረዳእታን ዓቅሚን ኢዩ ዝምርኮስ።
ስለዚ ሰነድና ድማ፡ ይንዋሕ ይሕጸር መሊኡ ዝቅየር ስርዓተ ለውጺ ክመጽእ ሙካኑ ስለ ዘይተርፎ፡ ህዝቢ ነንሕድሕዱ ከይወናጀል፡ ሓቃዊን ሚዛናዊን ሰነድ ኣድላያ ነቲ ህዝቢ እኩል ፊይላት ንምድላብ፡ ሞያውያን ኣማእኪላ ተበጊሳ ትርከብ። ኣብዚ ሰነድና ዝስነት ሰነድ ሚዛናውነቱን ሓቃዉንቱን ንምሕላው ተሳትፎ ኩሉ ሰብ ስለ ዘድሊ፡ ብንዋይ፡ ብተሳትፎ፡ ኩሉ እጃሙ ክጻወት ይግባእ። '
Jan 25, 2035
ኢሰያስ ኣፈወርቂ፡ ኣብ ናይ ሱዑዲ ዓረብ ሹድሽተ ወርሒ ማእሰርቱ ስለምንታይ ዘይጥቀስ፥
ኢሰያይ ኣፈወርቂ፡ ንሱዑዲ መሰጋገሪት ሃገር ክጥቀምላ ክብል ንሹድሽተ ወርሒ ብንግስነት ሱዕዲ ዓረብ ተዳጉ ነይሩ፡ እንታይ ኣጋኢፍዎ፡ ናቱ ሳዕቤን ስለምንታይ ዘይትረክ
ኣቀታትላ ኣብርሃም ኣፈዎክቂ
bottom of page